ባንክታት ኣውስትራልያ ጥረ ገንዘብ ካብ ATM ክተውጽእ ዘኽፍልኦ ዝነበራ ኣቋሪጸን

The major banks have dropped ATM fees

Source: AAP

ዓበይቲ ባንክታት ኣውስትራልያ ዝወሰድኦ ውሳነ ምቁራጽ ክፍሊት መውጽኢ ገንዘብ ካብ automated teller machine ወይ ኤቲኤም ንብዙሓት ዓማዊል ነብሲ ወከፎም ኣማኢት ዶላራት ክቑጥቡ ክኽእሉ’ዮም። እንተኾነ ግን ብድምር ኩሎም ዓማዊል ኣብ ዓመት ልዕሊ 4 ቢልዮን ንኻልእ ክፍሊታት ኢሎም ክሳብ ሕጂ የውጽኡ።



Share