"ናጽነት ተረኺቡ'ዩ ግና ሓርነት ኣይተረኽበን ኢልካ በዓል ናጽነት ኣይምልከተናን'ዩ ምባል ሓላፍነታዊ ኣይኮነን።"

Eritreans in Australia

Source: Hussein Abdelwasie, Berhane Mehari

ኣብዚ ቅሩብ እዋን ኤርትራዊያን ነበርቲ ኣውስትራሊያ መዓልቲ እሱራት ዘኪሮም ዊዒሎም ኔሮም፡ ኣብዝመጽእ ወርሒ’ውን በዓል ናጽነት ኤርትራ ንምኽባር ይሸባሸቡ ኣለዉ፡ ኣብ ኣበዓዕላ ሃገራዊ በዓላትን ዘሎ ፍልልያትን ምስ ኣቶ ብርሃነ መሓሪ ካብ ከተማ ብርዝበን ከም ኡውን ምስ ኡስታዝ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ካብ መልበርን ዘተ ኣካይድና ኣለና፡ ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል’ዩ።



Share