“ክንዮ ዝድርተካ ነገር እንተሰሪሕካ ትዕወት ኢኻ።” ኣሓት ዊንታን ሶፊያን ጉዕዞ ትምህርትን ስደትን ዓወትን

2021 Gratuates

Sophia Eyob and Winta Eyob Source: Supplied

ዊንታ ኢዮብን ሶፊያ ኢዮብን፡ ካብ ኤርትራ ናብ ኬንያ ምስተሰዳ፡ ኣብ ኬንያ ብስእነትን ብጻዕርን ናይ 12 ክፍሊ ትምህርተን ዛዚመን ኣብ 2016 ናብ ኣውስትራሊያ መጺአን፡ ናይ ዩኒቨርሲቲ ትምህርተን ብልዑል ነጥቢ ወዲኤን ናብ ዝበለጸ ስራሕ ተዋፊረን ዘለዋ እየን። ናብዚ ዘለዋኦ ደረጃ ንምብጻሕ ዝሓለፋኦ ኩነታት ብምግላጽ ብሉጽ ተመኩሮ ህይወተን ኣካፊለን ኣለዋ።



Share