ኢንስቲዮት ዓለም ለኸ ጉዳያት ኣውስትራልያ ኣብ ትግራይ ተፈጺሙ ዝብል መደምደምታ ዝቐርበሉ ዘሎ ገበን ጄኖሳይድ ዓለምለኻዊ ምላሽ ከም ዝደሊ ኣፍሊጡ።

SBS Tigrinya Homeland Report

Credit: Timon Reinhard/Unsplash

ኢንስቲዮት ዓለም ለኸ ጉዳያት ኣውስትራልያ ኣብ ትግራይ ተፈጺሙ ዝብል መደምደምታ ዝቐርበሉ ዘሎ ገበን ጄኖሳይድ ዓለምለኻዊ ምላሽ ከም ዝደሊ ኣፍሊጡ። ኤርትራ፡ ንጡፍ ህላዌ ሩስያ ኣብ ኣፍሪቃ ከምትደሊ፡ ኣምባሳደር ሩስያ ኣብ ኤርትራ ተዛሪቡ



Share