ህላወ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ንስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ስግኣት ኮይኑ ምቕፃሉ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።

SBS Tigrinya Homeland Report

Credit: Timon Reinhard/Unsplash

ህላወ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ንስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ስግኣት ኮይኑ ምቕፃሉ ውሕሃ ገሊጹ። ኢትዮጵያን ኤርትራን መሰል ነበርትን መበቆላውያን ህዝብታትን ውሑስ ክገብራ ጸዊዑ። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ብዘይ ዝኾነ ለውጢ ብዝኸፍአ መልክዑ ይቕጽል ከም ዘሎ እውን ሓቢሩ። ወተሃደራት ኢትዮጵያ፡ ንኣል-ሸባብ ንምጥቃዕ ብዘይ ፍቓድ መንግስቲ ሶማልያ፡ ዶብ ጥሒሶም ከምዝሰገሩ ተሰሚዑ።



Share