" ሓደ ስደተኛ ናይ ልዕሊ ክልተ ዜግነታት ህይወት’ዩ ዝነብር።” ዶክተር ኪሮስ ሕሩይ

Dr. Kiros Hiruy

Credit: Supplied

ዶክተር ኪሮስ ሕሩይ: ኣንትሮፖሎጂስትን ኪኢላ ዞባዊ ምዕባለን እዩ:: ካብቲ finding home far from home ወይ ካብ ርሑቕ ዓዲ መጺእካ ዓዲ ምንዳይ ኣብ ዝብል ትምህርታዊ ምርምሩ፡ ብዛዕባ ኩነታት ምጥያስ ኣፍሪቃዊያን ኣብ ኣውስትራሊያ መጽናዕቲ ዝገበረ እዩ። ብዛዕባዚ ዕድላትን ግድላትን መስርሕ ምጥያስ ህይወት ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ኣብ ወጻኢ ሃገራትን ሰፊሕ ሙሁራዊ ትንታነ ሂቡና ኣሎ። ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ቃለ መሕትት ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ።



Share