“ኣብ መንጎ ኤርትራን ትግራይን ዝጸንሐ ጽልኢ ኣቐሚጥና፡ ብኸመይ ብሰላም ከምንነብር ብነጻነት ክንሓስብ ኣለና።”

Interview with Estifanos and Habtom

Source: Supplied Estifanos and Habtom

ሎሚ ቕነ ብ ኣንበጣ ንዝተሃስዩ ሃረስቶት ትግራይ ዝኸውን ገለ ኤርትራዊያን ዘበገስዎ ናይ ሓገዝ ገንዘብ ምውጻእ ዝምልከት ካብ ኣወሃሃድቲ ዝኾኑ እስቲፋኖስ ኣርኣያን ሃብቶም ዮሃንስን ምሳና ጻኒሒት ጌሮም ኣለዉ። ምስዚ ዝምልከት ብዛዕባ ዝምድና ህዝቢታት ኤርትራን ኢትዮጵያን’ውን ኣልዒሎም ኣለዉ።



Share