"ናይ ፖሊስ ክዳን ምልባስ ባህ ይብለኒ ስለዝነበረ'የ ፖሊስ ክኸውን ዝደሊ ኔረ።" ኣባል ፖሊስ ቪክቶሪያ ኤርትራዊ ስዒድ ሓሰን

Meet an Eritrean member of the Victorian police

Source: Said Hassen

ስዒድ ሓሰን ካብ ኤርትራ ተሰዲዱ ናብ ኣውስትራሊያ መጺኡ ኣባል ፖሊስ ኮይኑ ዝሰርሕ እዩ። ቅድሚ ሕጂ ምስኡ ዝገበርናዮ ጻንሒት ነቕርቦ ኣለና።



Share