ገንዘብን ህይወትን፡ ልቓሕን ምዕዳግ ገዛን (ቁ. 1)

Kennedy and Meharena

ህይወት ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ምስ ገንዘብ ዝተሓሓዝ'ዩ። ዕውት ዝኾነ ይወት ንምምራሕ ድማ ብዛዕባ ገንዘብን ምሕደራኡን ምፍላጥ ወሳኒ እዩ። ነዚ መሰረት ብምግባር ምስ ገንዘብ ዝተኣሳሰር፡ ብዛዕባ ውህለላ ገንዘብ፡ ምዕዳግ ገዛ፡ ጥሮታ፡ ንኡስ ቢዝነስን ምስ ኡ ዝተሓሓዝን ንብዙሕ ዓመታት ካብ ዘቕረብናዮ ጽሟቑ ከነቕርቦ ኢና። ንሎሚ ብዛዕባ ለቓሕን ምውናን ገዛን ዝምልከት ምስ ኪኢላታት ፋይናንስ ኣቶ ኬነዲን ኣቶ መሓረናን ቀሪብና ኣለና።



Share