ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (01 ሓምለ 2024)

SBS Tigrinya Newsflash

Source: SBS

ኣርእስታት ዜና፥ ወጻኢታት መነባብሮ ንምቕላል ዝሕግዝ ሓያሎ ስጕምትታት ፡ ካብ ሎሚ (1 ሓምለ) ፡ ኣብ ቀዳመይቲ መዓልቲ ፋይናንስያዊ ዓመት ክትግበር ክጅምር እዩ ። ፖለቲካ ሕሉፍ የማናይ ዝኽተሉ ሰልፍታት ናብ ፓርላማ ሃገራት ኣውሮጳ ይቀላቐሉ። ብሰንኪ ኲናት ዓዶም ሓዲጎም ዝተመዛበሉ ክልተ ሽሕ ነበርቲ ወረዳ ፀለምቲ ንዓዶም ከም ዝተመልሱ ተገሊጹ።



Share