ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ሰነ 2024)

SBS Tigrinya Newsflash

Source: SBS

ኣርእስታት ዜና፥ ኣባል ካቢነ ሚኒስተራት ኲናት እስራኤል በኒ ጋንትዝ ብፍቓዱ ካብቲ ካቢነ ተሰናቢቱ፣ ሎሚ ልደት ንጉስ ኣብ ዝበዓለሉ ዘሎ ዝተፈላለዩ ሰባት ተሸሊሞም። ልኡኽ "ቁጠባዊ ኮምሽን ሕቡራት ሃገራት ንኣፍሪቃ" ኣብ ኣስመራ ዑደት ኣካይዱ፡



Share