ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ሰነ 2024)

SBS Tigrinya Newsflash

Source: SBS

ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኣመንቲ እስልምና ንዒድ ኣል ኣድሃ ፡ የብዕሉ ኣለዉ ። ኣብ ቪክቶርያ ፡ መንግስቲ ኣብ 2051 ኣብ መላእ እታ ግዝ ኣት 2.5 ሚልዮን መንበሪ ኣባይቲ ንምውሳኽ ውጥን ኣውጺኡ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ክልላት ዓፋርን ሶማልን ሓድሽ ግጭት ከም ዝተወልዑ ተሓቢሩ።



Share