ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 ሰነ 2024)

SBS Tigrinya Newsflash

Source: SBS

ኣርእስታት ዜና፥ ምዕራባዊ ኣውስትራሊያ ኣብዚ ሃገር እቲ ዝተረረ ሕጊ ኣጽዋር ኣጽዲቓ ። መራሕቲ ሩስያን ሰሜን ኮርያን ፡ ኣብ መንጎኦም ዘሎ ሓባራዊ ናይ ምክልኻል ዉዕል ፈሪሞም ። ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ሓንቲ ሱዳናዊት ስደተኛ ትርከቦም ሰለስተ ሰባት ብዕጡቓት ተቐቲሎም።



Share