ኣፍሪቃውያን መንእሰያት ኣውስትራሊያዊያን ካብቲ ካልእ ማሕበረሰብ ንላዕሊ ብብዝሒ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይርከቡ ። ንምንታይ?

African Young

Source: SBS

ነዚ ዝምልከት ዝቐረበ ሓሳብ ምርኩስ ጌርና ምስ ዶ/ር ኣማኒኤል ኤልያስ ካብ ዲክን ዩኒቨርሲቲ መብርሂ ወሲኽና ኣቕሪብናዮ ኣለና።



Share