"ባዕልኹም ወይ ካልእ ትኣምንዎ ሰብ ፈጺሙ ዘይረኣዮ ኣባይቲ ንምግዛእ ኣማኢት ኣሽሓት ዶላራት ኣይተጥፍኡ።"

A multigenerational household

Source: Getty Images

ጥሮተኛታት ብዛዕባ መንበሪ ኣባይትን መዕቆብን ዝሕዝዎም መደባት ምስ ማሕበራዊ ቀይዲታት’ዚ ለበዳን ንዕኡ ተኸቲሎም ዝመጹ ለውጥታት ኣብ ዕዳጋ ኣባይቲን ክቀያየሩ ጸኒሖም’ዮም። እዚ ዕዳጋ ኣባይቲ ንጥሮተኛታትን ካልኦትን ኣብ ግዜ’ዚ ለበዳ ብምሉኡን ድሕሪኡን ከመይ ክሕዞም’ዩ፧



Share