“ነቶም ናብ ዓመጽ ዘዋፍሩ እናኾነንና፡ ኣብ ጎኒ ዉጹዕ ህዝቢ ደው ኢልና ነንሕድሕድና ብፍቕርን ብሰላም ንንበር።”

Easter Celebration

Source: Aba Yohannes, Fr Gebrebrhan

ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ከበደ ካብ ሃመረ ኖህ ናይ ትግራይ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ኪዳነ ምህረትን፡ ቀሺ ገብረብርሃን ፍስሃ ካብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያን ቅድስቲ ማርያም ብምኽንያት በዓል ትንሳኤ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ።



Share