ኣብ ኤርትራን ትግራይን ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት ይካየድ ኣሎ።

SBS Tigrinya Homeland Report

Credit: Timon Reinhard/Unsplash

ኣብ ኤርትራን ትግራይን ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት ይካየድ ኣሎ። ኣብ ኤርትራ ነቲ ዕለት ምኽንያት ብምግባር ንኩለን ስድራቤታት፡ ኣብ ዝሓለፉ 20 ዓመታት 5.7 ቢሊዮን ናቕፋ ክኽፈል ከም'ዝከኣለ መንግስቲ እታ ሃገር ገሊጹ ኣሎ። ኣብ ትግራይ፡ ንኣዋርሕ ደሃያ ዝጠፍአት ማህሌት ተኽላይ ድሕሪ 92 መዓልቲ ኣስከሬና ከምዝረኸበ ፖሊስ ኣፍሊጡ።



Share