ቢንያም ግርማይ ኣብ ዙር ፈረንሳ መድረኻዊ ዓወት ናይ ምምዝካብ ጻዕሩ ይቕጽል፣ እንግሊዝ ኣብ ዩሮ2024 ብናይ መወዳእታ ደቒቕ ተኣምር ትስዕር፣

SBS Sport Tigrinya Logo.jpg

Credit: SBS

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (01/07/2024) * ኣብ መበል 23 ውድድራት ሻምፒዮና ኣትለቲክስ ኣፍሪቃ ዝተሳተፈት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውድድራታ ፈጺማ ቀዳም ናብ ሃገራ ተመሊሳ፣ * ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፈረንሳ ንፈለማ ግዜ ካብ ኢጣልያ ከተማ ፍሎረንስ ብምብጋስ ተጀሚሩ፣ ቢንያም ግርማይ መድረኻዊ ዓወት ዘመዝገበ ፈላማይ ኣፍሪቃዊ ንምዃን ይጽዕር፣ * ወይኒ ቀላቲ ኦሎምፒካዊት ኣትሌት ኣሜሪካ ክትከውን ዝነበራ ሕልሚ ተጋሂዱ፣ * ግጥማት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ኩዕሶ እግሪ ዩሮ 2024 ተጀሚሮም፣ ጀርመን ኣንጻር ስፐይን፣ ስዊዘርላንድ ከኣ ኣንጻር እንግሊዝ ኣብ ርብዒ ፍጻመ ክገጥማ ምዃነን ኣረጋጊጸን፣



Share