ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ተጋሩ ዝገበርዎ ሰላማዊ ሰልፊ ዝምልከት ዝርርብ ምስ መንእሰይ ሳባን ኣቶ ሓጎስን

Tigrayan Australian Protest

Tigray Community in Australia Source: Tigray Community in Australia

ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ትግራይ ነቲ ኣብ ትግራይ ዝድጸም ዘሎ ኲናት ሲዒቡ ዝወርድ ዘሎ ዓመጽ ንምቅዋም ብዓርቢ 22 ጥሪ 2021 ኣብዝተፈላለያ ከተማታት ሰላማዊ ሰልፊ ክገብሩ ዊዒሎም። ነዚ ኣመልኪትና ካብ ኣወሃሃድቲ ናይቲ ሰልፊ ን ኣቶ ሓጎስ ወልደዮሃንስን ንመንእሰይ ሳባ ኣለማየሁን ኣዘራሪብናዮም ኔርና።



Share