ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

podcast

ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

Get the SBS Audio app
Other ways to listen
RSS Feed

Episodes

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ሓምለ 2024)
22/07/202415:14
ቢንያም ግርማይ 3 መድረኻትን ቀጠልያ ማልያን ተዓዊቱ ታሪኻዊ ቅያታቱ ኣብ ዙር ፈረንሳ ዛዚሙ
22/07/202411:44
ዓወት ቢንያም ግርማይ ኣብ ቱር ዲፍራንስ ይጽምበል፡ ፕረ/ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ጌታቸው ረዳ ሓጎሱ ገሊጹ ።
22/07/202406:42
"ስደተኛታት ኤርትራዊያን ኣብ ኣለምዋጭ 'ዋላ ናብ ዓድና ምለሱና' ይብሉ ኣለዉ።" ሃብተኣብ እዮብ
19/07/202415:28
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ሓምለ 2024)
18/07/202415:04
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ሓምለ 2024)
18/07/202454:29
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ግጭትን ተፈጥሯዊ ሓደጋታትን ተመዛቢሉ ዝጸንሐ ህዝቢ ናብ ዓድታቱ ይምለስ ከም ዘሎ ተገሊጹ።
18/07/202404:58
“ኤርትራን ኢትዮጵያን ናይ ዕደና ፖሊሲአን ከመይ ኢሉ ንሃገር ዘመሓይሽ ኩነታት ፈጢሩ ይካየድ ክሓስባሉ ኣለወን” ዶክ. ፍጹም ሰመረ
17/07/202431:11
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ (17 ሓምለ 2024 )
17/07/202406:48
ምትካኽ ሃፋ (ቨይፒንግ) ኣብ መንእሰያት ግኑን'ዩ፣ መጉዳእቱ እንታይ'ዩ፧ ከተቋርጾ ይከኣል ድዩ፧
16/07/202411:20
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 ሓምለ 2024)
16/07/202405:09
ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ሓምለ 2024)
15/07/202447:55

Share